Navigation und Service

Thema : Ankommen in Schleswig-Holstein

ስፖርት

Letzte Aktualisierung: 07.12.2016

ሃገራዊ ማሕበር ስፖርተኛታት

እዚ ሃገራዊ ማሕበር ስፖርተኛታት ብናይ ስፖርት ኣብ ዞባ ሽሌስቪግ-ሆልሽታይን ዝዳሎ ቐረባት ሓበሬታ ይህብ።

Landessportverband

ማሕበር ስፖርት መንእሰያት

እዚ ኣብ ዞባ ሽሌስቪግ-ሆልሽታይን ዝርከብ ማሕበር ስፖርት መንእሰያት ኣብ ውሽጢ ሃገራዊ ማሕበር ስፖርተኛታት ኮይኑ ነብሱ ዝኸኣለ ማሕበር ኮይኑ ይንቀሳቐስ።

Sportjugend Schleswig-Holstein

ምድላይ ማሕበር

ኣብ ቀረባ ዝርከባ ማሕበራት ንምፍላጥ ኣብዚ ናይ ምድላይ ማሕበር ደሊኹም ክትረኽብዎ ትኽእሉ። እቲ ዘሎ ናይ ስፖርት ቐረባት፣ ናይ ታዕሊም ዝግበረሉ ሰዓታት ከምኡ’ውን ተወሳኺ ሓበሬታት ኣብቲ ገጽ (መርበብ) ናይ ነፍስወከፍ ማሕበር ክትረኽብዎ ትኽእሉ።

Vereinssuche beim LSV

Hinweis zur Verwendung von Cookies

Cookies erleichtern die Bereitstellung unserer Dienste. Mit der Nutzung unserer Dienste erklären Sie sich damit einverstanden, dass wir Cookies verwenden. Weitere Informationen zum Datenschutz erhalten Sie über den folgenden Link:

Datenschutz

Auswahl bestätigen