Navigation und Service

Thema : Ankommen in Schleswig-Holstein

ስድራ ቤተይ ናብ ጀርመን ከምጽኦም ይኽእል ድየ?

Letzte Aktualisierung: 19.05.2016

ስድራ ቤትካ መዓስ ናብዚ ከተምጽእ ከምእትኽእል፣ እቲ ከምኡ ንምግባር ከተማልኦ ዘድሊ ቕጥዕታት እንታይ ምዃኑ ንምፍላጥ ከምኡ’ውን እቲ ክትገብሮ ዘሎካ ኣድላዪ ዝኾነ ተብግሶታት እንታይ ምዃኑ ንምፍላጥ ዘድሊ ሓበሬታ እቶም ናይ ኤሜግረሽን ቤት ጽሕፈታት (ኣውስሌንደርበሆርደ) ክኽውን ከሎ ብተወሳኺ’ውን ከከም ኩነታቱ እቲ ናይ ስደተኛታት ዝምልከቶ መንግስታዊ ቤት ጽሕፈት ናይ ቡንደስኣምት (das Bundesamt für Migration und Flüchtlinge (BAMF)፟) ሓበሬታ ክህበኩም ይኽእል ኢዩ።

Informationen zum Familiennachzug

ብተወሳኺ’ውን ካልእ ብዙሕ ምስ ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ መንበሪ ፍቓድ ዝተኣሳሰር ጉዳይ ዝለዘሎ ብዛዕባ ስድራ ቤት ናብዚ ናይ ምምጻእ ሓደ ሓፈሻዊ ዝኾነ ሓበሬታ ወይ መግለጺ ንኽትህብ ኣሸጋሪ ኢዩ። ስለዚ ብዝበለጸ በዚ ጉዳይ እዚ ስፍሕ ዝበለ ሓበሬታ ምስእተደልዩ ኣብቲ ዝምልከቶ ናይ ኢሚግረሽን ቤት ጽሕፈት ወይ ኣብቶም ንስደተኛታት ሓበሬታ ዝህቡ ቤት ጽሕፈታት ብምውካስ ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ።

Hinweis zur Verwendung von Cookies

Cookies erleichtern die Bereitstellung unserer Dienste. Mit der Nutzung unserer Dienste erklären Sie sich damit einverstanden, dass wir Cookies verwenden. Weitere Informationen zum Datenschutz erhalten Sie über den folgenden Link:

Datenschutz

Auswahl bestätigen