Navigation und Service

Thema : Ankommen in Schleswig-Holstein

ብሞያዊ ኣገባብ ናይ ስነ-ኣእምሮ ሓገዝን ሕክምናን ምራካብ

Letzte Aktualisierung: 18.10.2017

ንስኹም ወይ ድቕኹም ሓገዝ ምስዘድልዮም ምስ ሓኪምኩም ተዛራረቡ። ማህሰይቲ ዝወረዶም (ትራውማ) ስደተኛታት ኣብ ውሱን ቦታ ከይዶም ማለት ከም ልሙድ ኣብ ኣብቲ ዋና ናይ ስነ-ኣእምሮኣዊ ሕክምና ካምፑስ ኪል (im Zentrum für Integrative Psychiatrie Campus Kiel)፣ ኣብ ካምፑስ ሉቤክ (Campus Lübeck) ከምኡ‘ውን ኣብ ኖይሙንስተር Friedrich-Ebert-Krankenhaus in Neumünster ክሕከሙ ይኽእሉ ኢዮም። በቲ ልሙድ መሰረታዊ ዝወሃብ ክንክን ጥዕና መሰረት እቶም ማህሰይቲ ዝወረዶም (ትራውማ ዝኾኑ) ስደተኛታት ኣብቲ ናይ ፍወሳ ሕማም ኣእምሮ ኢንስቲቱት ኣምቡላንስ (psychiatrischen Institutsambulanzen) ወይ ኣብ ናይ ፍወሳ ሕማም (ሳይኮተራፕየኛ) ሓኪም ከይዶም ክሕከሙ ይኽእሉ ኢዮም።

Hinweis zur Verwendung von Cookies

Cookies erleichtern die Bereitstellung unserer Dienste. Mit der Nutzung unserer Dienste erklären Sie sich damit einverstanden, dass wir Cookies verwenden. Weitere Informationen zum Datenschutz erhalten Sie über den folgenden Link:

Datenschutz

Auswahl bestätigen