Navigation und Service

Thema : Ankommen in Schleswig-Holstein

ኣብ ናይ መጐዓዝያ ትራፊክ ብልክዕ ንኽትጐዓዙ እንታይ ምግባር የድልየኩም?

Letzte Aktualisierung: 29.02.2016

ኣብ ጀርመን ኣብ ናይ መጐዓዝያ ትራፊክ ብኸመይ ክትጐዓዝ ከምዘለካ ዝገልጽ ንጹር ዝኾነ እሞ ኩሉ ሰብ ከኽብሮ ዘለዎን ንኻልእ ሰብ ድማ ኣብ ሓደጋ ንኸይተውርድ ተባሂሉ ዝቖመ ሕግታት ኣሎ። ስለዚ ኩሎም ብኣጋር ዝጐዓዙ ሰባት በቲ ብእግርኻ ንኽትጐዓዘሉ ተባሂሉ ዝተሰርሔ መንገዲ ሒዞም ይኸዱ። እቲ ብእግሪ ንመጐዓዚ ተባሂሉ ዝተሰሔ መንግዲ ተሽከርከርቲ ክጐዓዛሉ ዋላ ብብሽክለታ ጌርካ ምጕዓዝ እውን ኣይፍቀድን ኢዩ። ኣብ ቀንዲ ጐደና ወይ ናይ ማካይን ጽርግያ ብእግሮም ዝጐዓዙ ወይ ብብሽክለታ ዝጐዓዙ ሰባት ንኽኸድሉ ኣይፍቀድን ኢዩ። ብኣውቶቡስ ወይ ብባቡር ኣብ እትጐዓዝሉ ግዜ ናይ መጐዓዚ ትኬት ሒዝኩም ጥራሕ ኢኹም ክትጐዓዙ ዝፍቀደኩም።
ኣብዚ ዝስዕብ ናይ ኢንተርነት ኣድራሻ እቲ ኣገዳሲ ዝኾነ ብዛዕባ ናይ መጐዓዝያ ትራፍክ ኣገባብ ዝገልጽ ሓበሬታ ብስእላዊን ብጽሑፍን ተዳልዩ ኣሎ። ብተወሳኺ’ውን ኣብ ናይ ጀርመን ናይ መጐዓዝያ ትራፊክ ዘሎ ብርክት ዝበለ ኣገደስቲ ናይ መጐዓዝያ ትራፊክ ዝገልጹ ታቤላታት ክትሪኡዎ ትኽእሉ ኢኹም:

Übersicht der Verkehrszeichen und ihre Bedeutung

Cycling in Germany

Hinweis zur Verwendung von Cookies

Cookies erleichtern die Bereitstellung unserer Dienste. Mit der Nutzung unserer Dienste erklären Sie sich damit einverstanden, dass wir Cookies verwenden. Weitere Informationen zum Datenschutz erhalten Sie über den folgenden Link:

Datenschutz

Auswahl bestätigen