Navigation und Service

Thema : Ankommen in Schleswig-Holstein

ምንባር

Letzte Aktualisierung: 18.10.2017

ኣብ ሓደ ገዛ እንድሕር ትነብሩ ኣለኹም ኮይንኩም ብዛዕባ እንታይ ክትጥንቐቑ የድሊ?

ምንባር

ቅኑዕ ዝኾነ ጠባይ ንኽህልወካ ዝሕግዝ ሓበሬታ (ፒክቶግራም)

Willkommen Zuhause - Mieterinformation  (PDF, 581KB, Datei ist nicht barrierefrei)

ገዛ ንኽትረክብ ዝሕግዝ ናይ ደገፍ ወረቐት (ቮንበሬኽቲጉንግሻይን)

ስደተኛታት ኣብ ዝተፈላለየ ናይ ሓባር መዕቖቢ ቦታ ድሕሪ ምጽናሕ ድሕሪኡ ናይ ገዛእ ርእሶም ገዛ ክደልዩ ኣለዎም። እንተድኣ እቶም ገዛ ዝደልዩ ውልቀ ሰባት ገዛ ንኽትረክብ ዝሕግዝ ናይ ደገፍ ወረቐት (ቮንበሬኽቲጉንግሻይን) ዘለዎም ኾይኖም ኣብቲ ብናይ መንግስቲ ሓገዝ ዝተሃንጸ ናይ ቑጠባ ገዛውቲ ክካረዩ ፍቓድ ይወሃቦም።

ገዛ ንኽትረክብ ዝሕግዝ ናይ ደገፍ ወረቐት (ቮንበሬኽቲጉንግሻይን) ኣብቲ ንስኻ እትነብረሉ ቦታ ዝርከብ ናይ ዞባ ወይ ናይ ከተማ ምምሕዳር (ናይ ኣባይቲ ዝምልከቶ ቤት ጽሕፈት ወይ ናይ ገዛ ክራይ ደገፍ ገንዘብ ዝህብ ቤት ጽሕፈት) ኣመልኪትካ ከተውጽእ ትኽእል። ኣብ ከምዚ ዓይነት ዅነታት ምስቶም ዝምልከቶም ናይ ኤሜግረሽን ቤት ጽሕፈት ብምውካስ ተመርሚሩ ገዛ ንምርካብ ዝሕግዝ ናይ ደገፍ ወረቐት (ቮንበሬኽቲጉንግሻይን) ክወሃቦም ዝኽእል ምዃኑን ዘይምዃኑን ይረኤይ።

ብመሰረቱ ወጻእተኛታት እንድሕር ኮይኖም እንተወሓደ ንሓደ ዓመት ዘገልግል ናይ መንበሪ ፍቓድ ክህልዎም ኣለዎም። ኣጋጣሚ ፍሉይ ዅነታት ምስዘጋጥም እቲ ብውሕዱ ናይ ሓደ ዓመት መንበሪ ፍቓድ ክህልዎም ኣለዎ ዝብል ገደብ ምናልባት ክቕንስ ይኽእል።

Hinweis zur Verwendung von Cookies

Cookies erleichtern die Bereitstellung unserer Dienste. Mit der Nutzung unserer Dienste erklären Sie sich damit einverstanden, dass wir Cookies verwenden. Weitere Informationen zum Datenschutz erhalten Sie über den folgenden Link:

Datenschutz

Auswahl bestätigen